New Events(ኣሕተምቲ ሕድሪ)

ምልላይ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዝተሓትሙን ዝተተርጐሙን መጽሓፍቲ

ምልላይ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዝተሓትሙን ዝተተርጐሙን መጽሓፍቲ

2017-08-19

ኣሕተምቲ ሕድሪ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዘሕተሞምን ናብ ብቛንቛ ትግረ ዘተተርጐሙን መጽሓፍቱ ምስ ህዝቢ ኣላልዩ። እዚ ቀዳም 19 ነሓሰ 2017 ኣብ ኣዳራሽ ኤክስፓ ዝተኻየደ መደብ ሌላ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ዝመጹ ዜጋታት ተሳቲፎም። ኣሕተምቲ ሕድሪ ዛጊት ኣስታት 26 መጽሓፍቲ ብቛንቛ ትግረ ኣሕቲሙን የሕትም ኣሎን።