HdriMedia portal to Eritrean Cultural Products.

HDRIMEDIA

ሓደስቲ መጽሓፍቲ

More +

Gfei

Hdri Publishers

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962

Hdri Publishers

ናቕፋ

Hdri Publishers

The Roads To Asmara

Hdri Publishers

Mieras

Hdri Publishers

Marcien Towa’s

Hdri Publishers

ሓደስቲ ካታሎግ (New Catalogues)

More +

ኣትኣማር ኣክትበት ትግረይት

Hdri Publishers

Nakfa Brochure

Hdri Publishers

Hdri Catalogue 2015

Hdri Publishers

latest Events

More +
ምልላይ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዝተሓትሙን ዝተተርጐሙን መጽሓፍቲ

ምልላይ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዝተሓትሙን ዝተተርጐሙን መጽሓፍቲ


ኣሕተምቲ ሕድሪ ብቛንቛ ትግረ ናይ ዘሕተሞምን ናብ ብቛንቛ ትግረ ዘተተርጐሙን መጽሓፍቱ ምስ ህዝቢ ኣላልዩ። እዚ ቀዳም 19 ነሓሰ 2017 ኣብ ኣዳራሽ ኤክስፓ ዝተኻየደ መደብ ሌላ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ዝመጹ ዜጋታት ተሳቲፎም። ኣሕተምቲ ሕድሪ ዛጊት ኣስታት 26 መጽሓፍቲ ብቛንቛ ትግረ ኣሕቲሙን የሕትም ኣሎን።.

Book Reviews

More +

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962


እዚ መጽሓፍ’ዚ፡ መቐጸላታን መዛዘምን ናይቲ ኻብ ምብቃዕ መግዛእቲ ኢጣልያ ኽሳዕ ምሉእ ጎበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያ (1941-1962) ዝነበረ ፖለቲካዊ-ታሪኽ ኤርትራ ማእከል መጽናዕቱ ዝገበረ

ገምጋሚ -ሳላሓዲን ዓሊ | Read More...

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962


ምስ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ብጻይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ድሕሪ ነዊሕ ኣብ ዝተራኸብናሉ ኣጋጣሚ ፡ ብዛዕባ መጽሓፉ ሓቲተዩ ። ከም ዝተወደእትን ኣድላይ ስእልታት ምስ መረጸላ ንሕትመት ክትቀርብ ምዃና ሓቢሩኒ ። ኣስዒቡ፡ “ነዛ መጽሓፍ ክህይሱ ካብ ዝሓሰብክዎም ሰባት ሓደ ንስኻ ኢኻ ፡ ፍቓደኛ እንተኾንካ ነታ መጽሓፍ ኣብ ፍላሽ ክህበካ” ኢሉኒ ። ንትጽቢቱ እበቅዕዶኾን ብምባል ስክፍታ’ኳ እንተነበረኒ ፡ ብኽብሪ ግን ተቐቢለዮ ። እነሆ

ገምጋሚ -ዓብዱ ሓጂ | Read More...

መግዛእቲ ሲኞራ


ጦብላሕታዊ ገምጋም መጽሓፍ፡ መግዛእቲ ሲኞራ
መግዛእቲ ሲኞራ፡ ዛንታ ናይ ሓደ ኣብ ሰማንያታት ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተሰደደ ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል ዝተባህለ መንእሰይን ካልኦት ኣብቲ እዋን’ቲ ናይ ዝተሰዱ ኤርትራውያንንዘካተተት መጽሓፍ’ያ። መጽሓፍ መግዛእቲ ሲኞራ፡ጸሓፊን ካልኦት ደቂ ሃገሩን እንተስ ብሕሰም ናብራ፡ ብስርጸት ዕላላት ወይ’ውን ምረት መግዛእቲን ንሱ ዘስዓቦ ሓጎጽጎጽ ናብራን ናብ ስደት ድሕሪ ምምራሕ ይሓልምዎ ንዝነበሩን ዘጓነፎም ዘይሓሰብዎ ክውንነትን እናዛመደት፡ ብመልክዕ ዋዛን ቍምነገርን እተዘንቱ መጽሓፍ’ያ።

ገምጋሚ -ግርማይ ኣብርሃም | Read More...