HdriMedia portal to Eritrean Cultural Products.

HDRIMEDIA

ሓደስቲ መጽሓፍቲ

More +

ግፍዒ

Hdri Publishers

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962

Hdri Publishers

ናቕፋ

Hdri Publishers

The Roads To Asmara

Hdri Publishers

Mieras

Hdri Publishers

Marcien Towa’s

Hdri Publishers

ኣብ Amazon.com ብመልክዕ ዝተሓትመ መጽሓፍ ዝርከቡ መጻሕፍትና

More +

ግፍዒ

Hdri Publishers

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962

Hdri Publishers

Hdri Catalogue 2015

Hdri Publishers

ሓደስቲ ካታሎግ (New Catalogues)

More +

ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል

Hdri Publishers

ኣትኣማር ኣክትበት ትግረይት

Hdri Publishers

ካታሎግ ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ

Hdri Publishers

Latest Events

More +
ክልተ ናይ ኣካዳሚ ጆርናላት ተመሪቐን

ክልተ ናይ ኣካዳሚ ጆርናላት ተመሪቐን


ኣሕተምቲ ሕድሪ ምስ ሃገራዊ ኮምሽን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣውገትን ብምትሕብባር “ጆርናል መጽናዕቲታት ኤርትራ” ከምኡ’ውን “ጆርናል ስነ-ፍልጠትን ምህንድስናን ኤርትራ” (Journal of Eritrean Studies and Eritrean Journal of Science and Engineering) ብዕለት 03/11/2017 ኣብ ኣዳራሽ እምባሶይራ ኣመሪቑ። ኣብቲ መንእሰያት፡ ተመሃሮ፡ ጸሓፍቲ፡ ፕሮፌሰራት፡ ኣባላት ኮምሽን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፡ መምሃራን ኮለጃትን ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝመጹ ዕዱማት ኣጋይሽን ዝተሳተፍዎ ኣጋጣሚ፡ ብኣካየድቲ ናይ’ተን ጆርናላት፡ ብዛዕባ ኣገዳስነት ኣካዳምያዊ ጆርናላት፡ ድሕረ-ባይታ ናይ ክልቲአን ጆርናላት፡ ትሕዝቶን ናይ መጻኢ መደባትን መግለጺ ተዋሂቡ። .

Read More
ኣሕተምቲ ሕድሪ ክልተ ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል ዳግማይ ኣሕቲሙ

ኣሕተምቲ ሕድሪ ክልተ ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል ዳግማይ ኣሕቲሙ


ዓርቢ 13 ጥቕምቲ 2017፡ ኣሕተምቲ ሕድርን ኣብያተ መጽሓፍቲ ኣውገትን፡ “ስነጽሑፍ፡ ኣመዓባብላኡን ተራኡ ኣብ ሰውራን” ከምኡ’ውን “ድራማ” ዘርእስተን ክልተ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል፡ ኣብ ኣዳራሽ ሆቴል እምባሶይራ ኣመሪቑ። ኣብ’ቲ ዓበይትን መንእሰያት ጸሓፍትን ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ጸሓፍን ተመራርማሪ ታሪኽን ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝርከቦም ኣርብዓተ ሰባት፡ ውልቃዊ ተመስጦ፡ ተምኲሮን ገምጋምን ኣብ’ተን መጽሓፍቲ ኣቕሪቦም። .

Read More
ኣሕተምቲ ሕድሪ ክልት መጻሕፍቲ ከመርቕ እዩ

ኣሕተምቲ ሕድሪ ክልት መጻሕፍቲ ከመርቕ እዩ


ኣሕተምቲ ሕድሪ ጽባሕ ዓርቢ 13 ጥቅምቲ 2017 ክልተ መጻሕፍቲ ከመርቕ እዩ። እዘን ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዝፈረያን ሓያሎ ተጋደልቲ ደረስቲ ዝጸለዋን ዘፍረያን መጻሕፍቲ እዚኣተን፡ ኣካል ናይቲ ብቕጺታት ዝሕተም ዘሎ ተኸታታሊ መጻሕፍቲ ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል እየን። .

Read More

Book Reviews

More +

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962


እዚ መጽሓፍ’ዚ፡ መቐጸላታን መዛዘምን ናይቲ ኻብ ምብቃዕ መግዛእቲ ኢጣልያ ኽሳዕ ምሉእ ጎበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያ (1941-1962) ዝነበረ ፖለቲካዊ-ታሪኽ ኤርትራ ማእከል መጽናዕቱ ዝገበረ

ገምጋሚ -ሳላሓዲን ዓሊ | Read More...

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962


ምስ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ብጻይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ድሕሪ ነዊሕ ኣብ ዝተራኸብናሉ ኣጋጣሚ ፡ ብዛዕባ መጽሓፉ ሓቲተዩ ። ከም ዝተወደእትን ኣድላይ ስእልታት ምስ መረጸላ ንሕትመት ክትቀርብ ምዃና ሓቢሩኒ ። ኣስዒቡ፡ “ነዛ መጽሓፍ ክህይሱ ካብ ዝሓሰብክዎም ሰባት ሓደ ንስኻ ኢኻ ፡ ፍቓደኛ እንተኾንካ ነታ መጽሓፍ ኣብ ፍላሽ ክህበካ” ኢሉኒ ። ንትጽቢቱ እበቅዕዶኾን ብምባል ስክፍታ’ኳ እንተነበረኒ ፡ ብኽብሪ ግን ተቐቢለዮ ። እነሆ

ገምጋሚ -ዓብዱ ሓጂ | Read More...

መግዛእቲ ሲኞራ


ጦብላሕታዊ ገምጋም መጽሓፍ፡ መግዛእቲ ሲኞራ
መግዛእቲ ሲኞራ፡ ዛንታ ናይ ሓደ ኣብ ሰማንያታት ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተሰደደ ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል ዝተባህለ መንእሰይን ካልኦት ኣብቲ እዋን’ቲ ናይ ዝተሰዱ ኤርትራውያንንዘካተተት መጽሓፍ’ያ። መጽሓፍ መግዛእቲ ሲኞራ፡ጸሓፊን ካልኦት ደቂ ሃገሩን እንተስ ብሕሰም ናብራ፡ ብስርጸት ዕላላት ወይ’ውን ምረት መግዛእቲን ንሱ ዘስዓቦ ሓጎጽጎጽ ናብራን ናብ ስደት ድሕሪ ምምራሕ ይሓልምዎ ንዝነበሩን ዘጓነፎም ዘይሓሰብዎ ክውንነትን እናዛመደት፡ ብመልክዕ ዋዛን ቍምነገርን እተዘንቱ መጽሓፍ’ያ።

ገምጋሚ -ግርማይ ኣብርሃም | Read More...

ዕዮታት ሰውራዊት ሳሕል


ተመስጦይ ብዛዕባ መጽሓፍ ስነ-ጽሑፍ ኣመዓባብላኡን ተራኡ ኣብ ሰውራን
ብዙሕ እዋን፡ ነቲ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዝጸሓፍ (ወይ ዝትርጐም) ዘሎ መጻሕፍቲ ምስ ኣንበብኩ ወይ ከንብብ ኣብ ዝፍትነሉ ዕግበት ይስእነሉ’ሞ ስለምንታይ ከምዚ ዓይነት መጻሕፍቲ ይጻሓፍ፡ ነዚ ሕብረተሰብ’ከ ብኸመይ’ዩ ዘገድሶ ኢለ እሓስብ ።

ገምጋሚ -ኣማናቱላህ ዓብዱራሕማን | Read More...