Interviews (ኣሕተምቲ ሕድሪ)

ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ ሸሞንተ ቅጺታት በጺሑ

ልዋም ዘርኣብሩኽ | ዮሴፍ ኣስመላሽ

ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ካብ 2013 ጀሚሩ ዘሕትሞ ዘሎ ተኸታታሊ መጻሕፍቲ፡ “ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ” ሸሞንተ ቅጺታት በጺሑ ኣሎ። እዚ ንሰብ ውዕሎን ናይ ዓይኒ መሰኻኽርን ብምውካስ ዝዝንቶ ዘሎ ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ’ዚ ኣብ ትሕዝቶኡ ኰነ ብዝሑ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ክኸይድ ጸኒሑ። ንሎሚ፡ ብዛዕባ ፕሮጀክት ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ ብዝምልከት ንኣካያዲ ናይቲ ፕሮጀክት ኣቶ ሰለሙን በርሀ መብርሂ ክህበና ተወኪስናዮ ኣለና። Read More...