Book Reviews/ገምጋም መጽሓፍ(ኣሕተምቲ ሕድሪ)

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962

ሳላሓዲን ዓሊ

እዚ መጽሓፍ’ዚ፡ መቐጸላታን መዛዘምን ናይቲ ኻብ ምብቃዕ መግዛእቲ ኢጣልያ ኽሳዕ ምሉእ ጎበጣ ኤርትራ ብኢትዮጵያ (1941-1962) ዝነበረ ፖለቲካዊ-ታሪኽ ኤርትራ ማእከል መጽናዕቱ ዝገበረ Read More...

ኤርትራ፡ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን 1956-1962

ዓብዱ ሓጂ

ምስ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ብጻይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ድሕሪ ነዊሕ ኣብ ዝተራኸብናሉ ኣጋጣሚ ፡ ብዛዕባ መጽሓፉ ሓቲተዩ ። ከም ዝተወደእትን ኣድላይ ስእልታት ምስ መረጸላ ንሕትመት ክትቀርብ ምዃና ሓቢሩኒ ። ኣስዒቡ፡ “ነዛ መጽሓፍ ክህይሱ ካብ ዝሓሰብክዎም ሰባት ሓደ ንስኻ ኢኻ ፡ ፍቓደኛ እንተኾንካ ነታ መጽሓፍ ኣብ ፍላሽ ክህበካ” ኢሉኒ ። ንትጽቢቱ እበቅዕዶኾን ብምባል ስክፍታ’ኳ እንተነበረኒ ፡ ብኽብሪ ግን ተቐቢለዮ ። እነሆ Read More...

መግዛእቲ ሲኞራ

ግርማይ ኣብርሃም

ጦብላሕታዊ ገምጋም መጽሓፍ፡ መግዛእቲ ሲኞራ
መግዛእቲ ሲኞራ፡ ዛንታ ናይ ሓደ ኣብ ሰማንያታት ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተሰደደ ገብረእግዚኣብሄር ገብረመስቀል ዝተባህለ መንእሰይን ካልኦት ኣብቲ እዋን’ቲ ናይ ዝተሰዱ ኤርትራውያንንዘካተተት መጽሓፍ’ያ። መጽሓፍ መግዛእቲ ሲኞራ፡ጸሓፊን ካልኦት ደቂ ሃገሩን እንተስ ብሕሰም ናብራ፡ ብስርጸት ዕላላት ወይ’ውን ምረት መግዛእቲን ንሱ ዘስዓቦ ሓጎጽጎጽ ናብራን ናብ ስደት ድሕሪ ምምራሕ ይሓልምዎ ንዝነበሩን ዘጓነፎም ዘይሓሰብዎ ክውንነትን እናዛመደት፡ ብመልክዕ ዋዛን ቍምነገርን እተዘንቱ መጽሓፍ’ያ። Read More...