Category: Blog

መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ: መኸተ (meKete)

መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ: መኸተ (meKete)

“ዘንብብ ይዕምብብ” ዝብል ሃብታም ብሂል ወለድና ኣሎ። እዞም ኣብ ስደት እንነብር ዜጋታት ከመይ ጌርና ነዚ ምዕቡል ልምድን ባህልን ኣብ ዘዘሎናዮ ከነማዕብሎን ከነስፍሖን ንኽእል ካብ ዝብል ቅዱስ ሕልና… Read more »

ቃል ኣሕታሚ – ‘ህያው ደብሪ’

ቃል ኣሕታሚ – ‘ህያው ደብሪ’

ቃል ኣሕታሚ ሎሚ ኣብ ዕዮ ሕትመት ሳሕቲ፡ ኣብ ዕቑዳት ወይ’ውን ወለዶታት ዘጓንፍ ፍሉይ ዕድል በጺሑናስ፡ ሓደ መበቈላዊ ዕዮ ቕንየት ነሕትም ኣሎና። እዚ ኣብ ኢድ ኣንበብቲና ዝበጽሕ ዘሎ… Read more »

ሒደት ብዛዕባ ‘ህያው ደብሪ’

ሒደት ብዛዕባ ‘ህያው ደብሪ’

እኩብ ቅንየታት ‘ህያው ደብሪ’ ኣብ 12 ምዕራፋት ዝተጠርነፈ 158 ግጥሚታት ዝሓዘ ኰይኑ፡ ብትሕዝቶኡ ሰፊሕን ዓሚቝን ብቕርጹ ድማ ልሉይን ጽባቐኣውን እዩ። ኣብቶም ግጥሚታት ብጻዕቂ ዝተኸሸኑ ቛንቋኣዊ ባእታታትን ዝዓቘሮም… Read more »