
መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ: መኸተ (meKete)
“ዘንብብ ይዕምብብ” ዝብል ሃብታም ብሂል ወለድና ኣሎ። እዞም ኣብ ስደት እንነብር ዜጋታት ከመይ ጌርና ነዚ ምዕቡል ልምድን ባህልን ኣብ ዘዘሎናዮ ከነማዕብሎን ከነስፍሖን ንኽእል ካብ ዝብል ቅዱስ ሕልና… Read more »
“ዘንብብ ይዕምብብ” ዝብል ሃብታም ብሂል ወለድና ኣሎ። እዞም ኣብ ስደት እንነብር ዜጋታት ከመይ ጌርና ነዚ ምዕቡል ልምድን ባህልን ኣብ ዘዘሎናዮ ከነማዕብሎን ከነስፍሖን ንኽእል ካብ ዝብል ቅዱስ ሕልና… Read more »
ኣብ ምስትምቓርን ትሕዝቶ መጻሕፍቲ ምፍታሽን ዘድሃበ “መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ” (Eri Book Reading Club) ምስና ሓቢርኩም ክትሳተፉ ንዕድም:: ዕለት (Date): ኩሉ ጊዜ ቀዳም ቀዳም: ሰዓት 11:00 ቅድሚ–ቀትሪ ብናይ… Read more »
ትሕዝቶ መቕድም ቃል ኣሕታሚ መእተዊ – ————————————————– April 3 ትም ኣይትበሊ – ሳሕል! —————————————– April 10 መስርዕ ንክፍለ-ጦር ——————————————— April 10 ንሕና’ኸ? ————————————————– April 17 ቦጦሎኒ ጥራይ-እግራ… Read more »
ERi-TV – ማህደር፡ ዝኽሪ 30 ዓመት ደምሳሲ ስርሒት ናደው እዝ | 30th Anniversary of Battle of Afabet in which Ethiopia’s Nadew Command was decimated
“ዘንብብ ይዕምብብ” ዝብል ሃብታም ብሂል ወለድና ኣሎ። እዞም ኣብ ስደት እንነብር ዜጋታት ከመይ ጌርና ነዚ ምዕቡል ልምድን ባህልንኣብ ዘዘሎናዮ ከነማዕብሎን ከነስፍሖን ንኽእል ካብ ዝብል ቅዱስ ሕልና ተበጊስና፡ “መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ” (Eri Book Reading Club) ዝተባህለት፡ ኣብ መጽሓፍቲ ኣንቢብካ ምስትምቃር፡ ምትንታን፡ ትሕዝቶ መጻሕፍቲ ምፍታሽን ምክታዕን ዘድሃበት፡መኣዲ ንባብ ከንጅምር ተበጊስና ኣሎና፡፡