መቐይሮ (Meqeyro)

$23.90

ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ (ቅጺ 2)

ቅጺ 2

Description

ኣሕተምቲ ሕድሪ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ስርሒት ምድምሳስ ውቃው እዝ ዝተዳለወ፣ ንተመኵሮታት ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ዝገልጽ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓዘ ካልኣይ ቅጺ ‘ዛንታታት ተመኵሮ ገድሊ’። እዚ ዛንታታት’ዚ፣ ንተመኵሮ ተጋደልቲ ኣብ ግንባር ሰሜናዊ ሳሕልን እቲ ዓቢ ስርሒትን ብሰብኣዊ ዓይኒ ኣቕሪቡ ኣሎ።