ተደጐል (Tedegol)

$18.90

SKU: tedegol Category:

Description

ማሕሙድ ኢብራሂም

ተደጐል፣ ንዝሰፍሐ ህይወት መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ወራራትን ማእከል ገይራ እተሃንጸት ተንካፊትን መሳጢትን መጽሓፍ’ያ። ክተት፣ ናፍቖት ስድራ፣ ዝተጠንጠለ ጕዳይ ኣፍቃሪት፣ መስዋእቲ ብጾት፣ ምረት ኲናት. . . ብስእላዊ ኣገላልጻ እትትርኽ መጽሓፍ እያ። ምረት ኵናት ብዕምቈት እትገልጽን ምስቲ ቀንዲ ገጸባህሪኣ ሓፊዝ ሒዛትካ እትጓዓዝን ተነባቢት መጽሓፍ።

Additional information

Weight 16 oz
Dimensions 9 × 6 × 3 in